Choose amount Information Payment Choose amount
$
Please fix the errors above.
CVC CodeThe 3-4 digits on the back of your credit card
Enter the Zip/Postal code for your credit card billing address
Donate from your bank using Plaid, a secure and encrypted bank transfer service.

Tigray Public Media is a 501(c)(3) charitable organization and contributions are tax-deductible for income, gift, and estate taxes. Our EIN is 87-3155154
Tigray Public Media - ኣፍደገ ዘመናዊት ትግራይ
ዝኸበርኩም ደገፍቲ ሚድያና 
ከምዝፍለጥ ሚድያ ኣብ ህንፀት ኩለመዳያዊ ዓቕሚ ሓደ ሕብረተሰብ ኣዝዩ ዓብዪ ግደ ክፃወት ዝኽእል መስርሕ እዩ:: በዚ ምኽንያት ድማ ሓደ ሕደ ግዘ እውን ሰብ ሞያ ራብዓይ ጨንፈር መንግስቲ ክብሉ ይሰርዕዎ:: Tigray Public Media (TPM) - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ : እዚ ዓብዪ ዕላማ ብምሕንጋጥ ኣብ ማሕበራዊ : ቁጠባዊን ፖለቲካዊን ጉዳያት ህዝቢ ትግራይ ዘድህቡ ኣገደስቲ ዛዕባታት ሒዛ ናባኹም ንምባል ስራሓ ብዕሊ ጀሚራ ኣላ።
እዚ ዓብዪ ዕላማ ተግባራዊ ዝኸውን ድማ  ገሃዳዊ ዓለም ህዝብና ብውነ ዝርደአኩም ወገናት ንዛ ሚድያ ንኹሉ ተበፃሕነት ንክህልዋ  "ብሳተላይት TV" ንክትመፅእ  ዓቕምኹም ብዝፈቐዶ ኩሉ ክትሕግዙ ንላቦ። 

 TPM - ኣፍደገ ዘመናዊት ትግራይ

ምዝማን እንትለዓል ውሽጣዊ ፀገምካ ለሊኻ ኣብ ልዕሌኻ ዝተዳዕነነ ድርዕቶ ድሕረት ደርቢኻ ንእትብህጎ ዓለም ዝምጥን ኣተሓሳስባ ቅዲ ምዕጣቕ የድሊ:: ስለዝኾነ ሚድያ እዚ ዝድለ ሓዱሽ ኣተሓሳስባ ንዘገልግሎ ሕብረተሰብ ኣብ ምንፃርን ምስራፅን ዓብዪ ግደ ይፃወት:: ፈሊጡ ዝሓትት ሕብረተሰብ ምፍጣር ድማ እቲ ዝዓበየ ዕላማ ሚድያ እዩ:: ረብሓታቱ ነፂሩ ንዝመርፆምን ዘገልግልዎን ኣካላት ስለምኽባር ረብሓታቱ ዝሓትት ህብረተሰብ ምፍጣር እቲ ናብ ዘመናዊነት ዝግበር ጉዕዞ ዘቀላጥፍን ናብ ጋህዲ ዝቕይር እዩ::

ካብ ክብርታትን ባህግታትን ህዝብና ዝቕዳሕ ናይ ዝኾነ ይኹን ትግራዋይ ዜጋ ክብርን ሰብኣዊ ድልየትን ኣብ ምሕላው እጃሙ ከውፊ ዝተመስረተ ሚድያ እንትኸውን ኣብ ምኽንያትን ሓቅን ፍትሕን ርትዕን ዝተማእኸለ ኩሉ ትግራዋይ ዘሳትፍን ህዝብና ዘንቅሕን ልዝባት ዝመሓላለፉላ ዓውዲ እንትኸውንን ናብታ ብመንፅር ረብሓታትን ክብርታት ህዝብና እንስእላ መፃኢት ዘመናዊት ትግራይ ድማ እተቋምት ሓባሪት ሚድያ እያ : TPM - ኣፍደገ ዘመናዊት ትግራይ::

Dear TPM supporter, 
As you all know, media plays a very crucial role in all aspects of societal development. Due to the aforementioned importance, some even call it the fourth branch of a government (Executive, Legislative and Judiciary being the first three branches). With this goal in mind, Tigray Public Media is undertaking a task of covering a wide range of topics such as: politics, economics, culture, History, societal issues, Art and many more. 
However, this ambitious plan wouldn’t be possible without the help of generous and concerned citizens like you. To maximize TPM’s outreach to every Tigrayan around the globe, its availability on Satellite TV is paramount. To that end, TPM kindly asks to make whatever contribution you can. 
Sincerely, 
TPM – A gateway to a modern Tigray!