Click here for the English version of this page.
ብዘይ ናጽነት ፕረስ ደሞክራሲ የለን።
ሓድሽ ሕብረተሰብ ኤርትራ ንምህናጽ፡ ናጻን ሓቂ ዘረጋገጸን ሓበሬታ ንምዝርጋሕ፡ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ምምጓትን ለውጢ ንዘምጽኡ ድምጺ ንምዃንን ሓግዙና።
ራድዮ ኤረና፡ ን15 ዓመታት ናጻን ርትዓውን ሓበሬታ ኣብ ምዝርጋሕ ‘ያ ትርከብ። ወጻኢታታ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ብኣህጉራውያን መሻርኽቲ’ዩ ክሽፈን ጸኒሑ። ኣብዚ ሕጂ ግዜ ግን ናታትኩም ናይ ተኸታተልታን ሰዓብታን ሓገዝን ወፈያን የድልያ ኣሎ።
ሓንሳእ ጥራይ ክትልግሱ ትኽእሉ። ወርሓዊ ወይ ዓመታዊ ክትውፍ’ዩ ‘ውን ትኽእሉ።
- 5 ኤውሮ ንወርሒ ወይ 50 ኤውሮ ንዓመት እንተለጊስኩም፡ ወርሓዊ መልእኽተ-ዜና (ኒውስሌተር) ክበጽሓኩም’ዩ።
- 10 ኤውሮ ንወርሒ ወይ 100 ኤውሮ ንዓመት እንተለጊስኩም፡ ወርሓዊ መልኽተ-ዜናን ሓደ መደብ ቅድሚ ናብ ፈነወ ምቕራቡን ይበጽሓኩም።
- 30 ኤውሮ ንወርሒ ወይ 300 ኤውሮ ንዓመት እንተለጊስኩም፡ ወርሓዊ መልኽተ-ዜናን ሓደ መደብ ቅድሚ ናብ ፈነወ ምቕራቡን ይበጽሓኩም። ኣብ ርእሲኡ፡ ኣብ ምስንዳእ ኤዲቶርያል ኣብ ዝግበር ገምጋምን መጽናዕቲን ናይ ምስታፍ ዕድል ይህልወኩም።
ንራድዮ ኤረና ብምልጋስኩም፡ ናጻን ዘይሻራውን ሜድያ ኤርትራውያን ንኽቕጽል ትድግፉ ኣለኹም ማለት’ዩ።
ለውጢ ኣብ ምምጻእ ሕበሩና። ወፈያኹምን ልግስኹምን ኣካል ናይቲ ኣብ መጻኢት ኤርትራ ክህሉ እንደልዮ ናጻ ፕረስ’ዩ።
ኣባላት ራድዮ ኤረና