$550
Raised
8
Donations
$50,000
Goal
ዝነቕሐት ትግራይ ምህናፅ
ሚድያ ህዝቢ ትግራይ ረብሕኡ ብዝግባእ ዘለለየን ንረብሕኡ ዝጣበቕን ማሕበረሰብ ዝነብረላ ዘመናዊት፣ ዴሞክራስያዊትን ርህውትን ትግራይ ንምርኣይ ዝብል ራእይ ተሓንጊጣ ኹሎም ሓሳባት ዝታኣናገድሉ ናይ ሚድያ መኣዲ ንምፍጣር ዓሊማ ዝተመስረተት ትካል እያ።
እዚ ማለት ትግራዋይነት ክዕምብብ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኹላትና ተጋሩ ኣብ መፃኢ ዕድልናን ረብሓናን መሰረት ጌርና ኣብ እንገብሮም ሓበራዊ ዘተታት ሓበራዊ ምርድዳእ ክህልወና ቐንዲ መትከላዊ ዕማማ ገይራ እትነጥፍ ሚድያኹም ሚዲያ ህዝቢ ትግራይ እያ።
TPM ሕቶታት ህዝቢ ብግቡእ ክሕተቱን መልስታት ክርኽበሎምን ከምኡ ድማ ህዝቢ ንምግልጋል ዝተመረፁ መራሕትን ዝመርሕዎም ትካላትን ብኣግባቡ ረብሓ ህዝቢ ከቐድሙ ንሓቅን ፍትሕን ዘብዒ ኾይና ዝቖመትን ናይ ዝኾነ ይኹን ትግራዋይ ኽብሪ ክሕሎ እትፅዕር ሚድያ እያ። ድሮኳ ኣብ ሓፂር ዕድሚኣ ብነባራዊ ኹነታት ዓድናን ስእነት ቑኑዕ ምሕደራ ተስፋ እንከይቆረፀት ፅዕንቶ ኣብ ምፍጣር እጃማ ተበርክት ኣላ። ነዚ ብቐፃልነት ተግባራዊ ንምግባር ወፈያኹምን ሙሉእ ደጋፍኹምን የድሊ።
TPM ኣፍደገ ዘመናዊት ትግራይ!
Building a Conscious Tigray
Invest in TPM, a media that has Tigray's best interest at heart.
TPM is committed to creating a more informed public. A public that's motivated and invigorated by a deeper understanding and appreciation of events, ideas, history and culture.
We're counting on your support to make sure the fair and balanced reporting and programs you depend on thrive. It takes all of us.
Each week, TPM reach thousands of Tegaru across the globe through quality reporting, expert analysis, and thoughtful commentary that connects us to our communities and the world we live in. This critical work is made possible by the contributions of generous individuals who believe in the shared mission of TPM.
Donor Wall 3
Gessessew | $200
TPM: - Afdege zebenawit Tigray - Voice of the voicless - The 1st dimocratic media of Tegaru
Firezghi Firezghi | $25
Ashenafi W. Gebregiorgis | $100
ኣማራፂ ሚዲያ ኾይና ህዝቢ ትግራይ ንኽተገልግል ኹሉ ትግራዋይ ድጋፉ ይግበር