Radio Erena needs your support

Click here for the English version of this page.

ብዘይ ናጽነት ፕረስ ደሞክራሲ የለን።


ራድዮ ኤረና፡ ነዚ ዝሓለፈ 15 ዓመታትት ዘይሻራዊን ሓቅነቱቱ ዝተረጋገጸንን ሓበሬታ’ያ ናብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ዜጋታቱን ከተመሓላልፍ ጸኒሓ። 

ኣህጉራዊ ምወላታት እናንቆልቆለ ብምምጽኡ፡ ቀጻልነታ ንምርግጋጽ ካብ ተኸታተልታ ሓገዝ ንምሕታት ተገዲዳ ኣላ። 

ተልእኾ ራድዮ ኤረና ክቕጽል እንተኾይኑ፡ ኣብጊሳቶ ዘላ ወፍሪ ሓገዝ ንኽዕወት፡፡ ደገፍኩም ይሓትት።

3250 ተኸታተልቲ ነፍሲ ወከፎምም 9.90 ኤውሮ ንወርሒ እንተለጊሶም፡ ብኢንተርነት ብዘይዕንቅፋት ይቕጽል። ናይይ 3800 ተኸታተልቲ ሓገዝ ድማ፡ ንራድዮ ኤረና ኣብ ሳትላይትን ሓጺር ማዕበልን ብዘይመሰናኽል ክትቐጽል የኽእላ።


ሰሙናዊ  500,000 ሰማዕቲ ንራድዮ ኤረና ካብ ውሽጢ ኤርትራ ይከታተሉዋ፡፡ 

ብኢንተርነት ድማ 100,000 ይከታተሉዋ።


ከም መሓዙት፡ ሻምፕዮን ወይ ድማ ሰብ ራኢ ደገፍቲ ራድዮ ኤረና ኮይንኩም ሕበሩና፦ 

መሓዙት ደገፍቲ - €4.90/ንወርሒ – ወርሓዊ ዝዳሎ ፍሉይ መልእኽተ-ዜና
- ሻምፕዮን/ ጎብለል ደገፍቲ – €9.90/ንወርሒ - ወርሓዊ ፍሉይ መልእኽተ-ዜና + ሓደ መደብ ቅድሚ ናብ ፈነወ ምቕራቡ
- ሰብ ራኢ ደገፍቲ - €29.90/ንወርሒ- ወርሓዊ ፍሉይ መልእኽተ-ዜና + ሓደ መደብ ቅድሚ ናብ ፈነወ ምቕራቡ + ኣብ ምስንዳእ ኤዲቶርያል ኣብ ዝግበር ገምጋምን መጽናዕቲን ናይ ምስታፍ ዕድል


የቕንየልና! ሓገዝኩም ማለት ብሩህን ሓበሬታ ዘይሰኣናንን መጻኢት ኤርትራ ምርግጋጽ ማለት’ዩ።



---------------------------------

ብዛዕባ ራድዮ ኤረና እንታይ ይብሃል?

ካልኦት ብዛዕባ ጽልዋታትትራድዮ ኤረና ካብ ዝበልዎ-


ስሞም ክጥቀሱ ዘይደልዩ ንራድዮ ኤረና ሓገዝ ዘበርከቱቱ

“ሓርነትን ናጽነትን ሜድያን ጆርናሊዝምን ንሓሉ”


ጋዜጠኛታትት ብዘይ ዶብ ንራድዮ ኤረና ክገልጻ እንከሎ፡- 

‘ካብ ፖለቲካ ጸግዒ ናጻ ዝኾነት፡ ኣብ ናይ ሜድያ ኣጻምእ በረኻ፡ ንሳ ድማ ኤርትራ፡ እትርከብ እንኮ ሓቒቕ ማይ’


ዶቸቨለ ኣካዳሚ ብዛዕባ ራድዮ ኤረና ኣብ ዘካየዶ መጽናዕቲ፦

‘ራድዮ ኤረና ሓንቲ ካብ እሙናት ምንጪ ሓበሬታ ኮይና፡ ዘይሻራውነታን ሞያዊ ብቕዓታን ዘየካተዕ’ ክብል ገሊጹዋ።

በዚ መንገዲ’ዚ እንተለጊስኩም፡ ካብ ራድዮ ኤረና ናይ ኤሌክትሮኒክ መልእኽቲ ክበጽሓኩም’ዩ። ብዛዕባኹም ዝምልከት ሓበሬታ ናብ ዝኾነ ካልእ ሳልሳይ ኣካል ከምዘይሓልፍ ነረጋግጸልኩም። ራድዮ ኤረና፡ ንለገስቲ ከተቕርቦ ዝመደበት ንጥፈታት ምስ ምቅይያር ኩነታት ምትዕርራይ ክትገብረሉ ትኽእል’ያ።

Donor Wall 1

Anonymous | $11

Hello from the USA. Keep Media & Journalism free & independent!